ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ አባል ኣመራርሓ ብሓደራ ዘመሓድር ዘሎ ቦርድ ትእምት ኣቶ ሙሉኣለም ብርሃነ


ኣብ ትካላት ትእምት ዘጋጠመ ዕንወት ብናይ ውሽጢ ዓቅምና ብዝገበርናዮ መፅናዕቲ 11-ቢልዮን ቅርሺ ዝግመት ክሳራ እንተጋጥም ሕዚ ንተካኣዮ እንተኢልና ግን ካብ 50-60- ቢልዮን ቅርሺ’ዩ ዘድልዮ ክብሉ ኣባል ኣመራርሓ ብሓደራ ዘመሓድሮ ዘሎ ቦርድ ትእምት ኣቶ ሙሉኣለም ብርሃነ ገሊፆም።

ትእምት ኣብ ስራሕ ዝነበሩ 14- ትካላት ኣብ ፕሮጀክት ዝነበሩ’ዉን 14-ትካላት ተመሓድር ፤ ዝለዓለ ብፂሒት ሼር ባንኪ ወጋገን ብምዕዳግ ፣ ሜጋ ሕትመትን ካልኦትን ኣለዋ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG