ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ-መጠይቕ ምስ ኣባላት ጋንታ ኤርትራ ተሳተፍቲ ሴካፋ ባህርዳር


ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝርከብአን ኣብ ስፖርት ሴካፋ ዝሳተፋ ዘለዋ ትሸዓተ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ከተማ ባህርዳር ውድድራተን ቀጺለን ኣለዋ። ኤርትራን ኢትዮጵያን ምትራፈን ኣረጋጊጸን ኣለዋ። ብኻልእ ወገን፥ ኣብ ውድድራት ሴካፋ ሃትሪክ ዝሰርሐ ፈላማይ ተጻዋታይ ብምዃን ታሪኽ ዝሰርሐ ኤርትራዊ መንእሰይ ዓሊ ሱሌማን፥ ምስ ጋንታ ባህርዳር ክጻወት ኣፈናዊ ስምምዕ ፈሪሙ'ሎ። ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ድማ ንጉጅለ ስፖርት ኤርትራ ፍሉይ ኣቀባብላን እንግዶትን ከምዝገበረላ'ውን ትማሊ ኣብ ዜናና ተገሊጹ'ዩ።

ብዛዕባ'ዚን ካልእን ምስ ክልተ ኣባላት ጉጅለ ኤርትራ ዝተኻየደ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

ቃለ-መጠይቕ ምስ ኣባላት ጋንታ ኤርትራ ተሳተፍቲ ሴካፋ ባህርዳር
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:33 0:00


XS
SM
MD
LG