ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ኣባላት ኣብ ምምሃርን ኣፍልጦ ምዕባይን ሕብረተሰብ ዝነጥፍ ምትእኽኻብ 'ማህጸን'

ቃለ መጠይቕ ምስ ኣባላት ኣብ ምምሃርን ኣፍልጦ ምዕባይን ሕብረተሰብ ዝነጥፍ ምትእኽኻብ 'ማህጸን'
please wait

No media source currently available

0:00 0:20:56 0:00

ኣብ ከተማ ማንቸስተር ብሪጣንያ ዝጀመረ ማሕበረሰባዊ ምትእኽኻብ 'ማህጸን' ኣብ ስደት ንዝርከቡ ኤርትራዊያንን ኢትዮጵያዊያንን ናብራኦም ንምምራሕን ኣብ ሕብረተሰብን ንዘጋጥሙን ዝረኣዩን ዛዕባታን ኣብ ምፍታሕን ኣፍልጦ ኣብ ምዕባይን ምምሃርን ዝነጥፍ ምትእኽኻብ እዩ።

XS
SM
MD
LG