ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ኣምባ.ፍሰሃ ኣስገዶም


ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብዚ ሰሙን እዚ ኣብ ፓርላማ ቀሪቦም ብዛዕባ'ቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ውግእ ዝገበርዎ ዘረባ እነካይዶ ኣብ ሓደ ዓዲ ቀ/ሚ ዝበሃል ካብ ሓደ ተራ ሰብ ናይ ሰብ ርህራሄ ዘለዎ ሰብኣውነት ዘለዎ ዘይትጽበዮ ነገር'ዩ ዝዛረብ ዘሎ ክብሉ ኣምባሳደር ፍሰሃ ኣስገዶም ንድምጺ ኣሜሪካ ተዛሪቦም።

ኣምባ.ፍሰሃ ኣስገዶም ብዛዕባ'ቲ መደረ ቀ/ሚ ዝምልከት ርእይቶ ወይ ምላሽ ህውሓት ኣብ ዝሃብዎ ቃለ መጠይቅ ብዛዕባ'ቲ "ኣብ መቐለ መከላኸሊ ዋላ ሓደ ሰብ ኣይቀተለን" እቶም "ኣብ ሱዳን ዝሳገፉ ስደተኛታት'ውን ቆልዓ ሰበይቲ ዘይብሎም መንእሰያት" ዝበሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ንፓርላምኦም ዘስምዕዎ መደረ ዝምልከትን ካልኦት ሕቶታትን መሊሶም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ቃለ መጠይቕ ምስ ኣምባ.ፍሰሃ ኣስገዶም
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:27 0:00


XS
SM
MD
LG