ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወ/ጊዮርጊስ


ኣብ መወዳእታ ወርሒ ግንቦት ኮሚተ ፈጻሚ ስራሕ ኢህወዴግ ንስምምዕ ኣልጀርስን ብይን ኮሚሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ምሉእ ብምሉእ ከምዝቕበሎን ከተግብሮ ከምዝሰርሕን ውሳነ ኣሕሊፉ።
ነዚ ውሳነ ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ትግራይ እቲ ውሳነ ንህዝቢ ዘማእከለ ኣይኮነን ብማለት ተቓውሞ ሰልፊ ተኻይዶም፡ይኻየዱ’ውን ኣለው።
ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ ኮሚሽነር ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኮይኑ ዘገልገለ ገዲም ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር እዩ።
ንሱ ብዛዕባ እቲ ብይን ኮሚሽን ዶብን ስምምዕ ኣልጀርስን፡ ድሕሪ ምቅባል እቲ ስምምዕ ዝቕጽል ስጉምቲ ብዛዕባ ዝለዓሉ ሕቶታትን ተቓውሞታትን ሰፊሕ መብርሂ ንድምጺ ኣሜሪካ ሂቡ’ሎ።
ቃለ መጠይቕ ምስ አምባሳደር ዓንደብርሃን ወ/ጊዮርጊስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:16:58 0:00
XS
SM
MD
LG