ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምስ ኣማኻሪት ኣብ ፕሮጀክት መንእሰያት ዳዕሮ ብሪጣንያ ኢብቲሳም ኣደም


ምስ ኣማኻሪት ኣብ ፕሮጀክት መንእሰያት ዳዕሮ ብሪጣንያ ኢብቲሳም ኣደም
please wait

No media source currently available

0:00 0:15:12 0:00

ቃለ መጠይቕ ምስ ኣማኻሪት ኣብ ፕሮጀክት መንእሰያት ዳዕሮ ብሪጣንያ ኢብቲሳም ኣደም

ፕሮጀክት መንእሰያት ዳዕሮ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ 2018 ብብዝሒ ናብታ ሃገር ዝኣተዉ ስደተኛታት መንእሰያትን ኣላይ ዘይብሎም ህጻናትን ዝርአ ዝነበረ ርእሰ ቅትለት ንምንካይ ንሓደስቲ መጻእቲ ናብራኦም ዝመርሕሉን ምስቲ ሕብረተሰብ ዝጽንበርሉ ሓገዝን ምኽሪን ንምሃብ ብምዕላም ዝተመስረተ ወለንታዊ ትካል'ዩ።

ኣብዚ እዋን'ዚ እውን ነቲ ዝተመስረተሉ ዕላማን ካልኦትን ኣገግሎታትን ንስደተኛታት ነበርቲ ኣብ ምሃብ ይርከብ።

ብዛዕባ ዕላማን ንጥፈታትን እቲ ፕሮጀክት ዝምልከት ንኣባል'ቲ ፕሮጀክት ኣማኻሪት ኢብቲሳም ኣደም ኣዘራሪብናያ ኣለና።

XS
SM
MD
LG