ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ኢንጂነር ግደይ ዘርኣጽየን ደራሲ ‘ከትግል ትዝታዎቼ’(1ይ ክፋል)


ካብ መስረቲ ሕወሓት ሓደ ኢንጂነር ግደይ ዘርኣጽየን፡ ብዛዕባ ናይ ቃልሲ ተሞክሮታቱ ትገልጽ መጽሓፍ ኣብ`ዚ ዝሓለፈ ሒደት ኣዋርሕ ዘርጊሑ`ሎ። እታ ብኣምሓርኛ ዝተጻሕፈት “ከትግል ትዝታዎቼ” ዘርእስታ መጽሓፍ፡ ብኸመይ ንሱን ብጾቱን ናብ በረኻ ደደቢት ከምዝኣተዉን፡ ኣብ መሪሕነት ሕወሓት ብዝተፈጥረ ናይ ኣተሓሳስባ ፍልልይ፡ ብኸመይ ካብ`ቲ ውድብ ከምዝተሰጎን፡ ድሕሪኡ ዝወሰዶ ናይ ቃልሲ ስልትታትን ካልእን ተዘንቱ።

ምስ ደራሲ መጽሓፍ ኢንጂነር ግደይ ዘርኣጽየን ዝተካየደ ቃል መጠይቕ ቀዳማይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቃለ መጠይቕ ምስ ኢንጂነር ግደይ ዘርኣጽየን ደራሲ ‘ከትግል ትዝታዎቼ’ (1ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:30 0:00



XS
SM
MD
LG