ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ አባል ፓርላማ ወ/ሮ ያየሽ ተስፋሁነኝ


አባል ፓርላማ ወ/ሮ ያየሽ ተስፋሁነኝ
አባል ፓርላማ ወ/ሮ ያየሽ ተስፋሁነኝ

ህወሓት ኣብ መጀመርያ`ዚ ሰሙን ኣብ ኢትዮጵያ ብደረጃ ፈደራል ሕጋዊ መንግስቲ የለን ብዝብል ኩሎም ኣብ ፓርላማ ዝነበሩን ብደረጃ ስልጣን ዝነበሩን ኣባላቱ ከምዝጸውዐን ስልጣኖም ከምዝለቁን ኣፍሊጡ`ዩ።

ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንህወሓት ዝወከላ ኣባል ፓርላማ ነቲ ናይ ህወሓት ጻውዒት ብምንጻግ ኣብቲ ፓርላማ ክጸንሓ ብምውሳን ኣብቲ ናይዚ ዓመት`ዚ ፈላማይ ጉባኤ ክልቲኡ ፓርላማታት`ውን ተሳቲፈን ኣለዋ። ወ/ሮ ያየሽ ተስፋሁነኝ እየንብዛዕባ ውሳነአንን ካልኦት ተዛመድቲ ሕቶታትን ኣዘራሪብናየን ኣለና። ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቃለ መጠይቕ ምስ አባል ፓርላማ ወ/ሮ ያየሽ ተስፋሁነኝ
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:33 0:00


XS
SM
MD
LG