No media source currently available
ካብ ዝተፈላለየ ቦታታትን ሞያን ዝተአኻኸቡ አባላት እዛ ጉጅለ ንቋንቋ ትግርኛ ኣብ ጎግል መተርጎሚ ንምእታው ብምስራሕ ኣብ ቤታ ወይ መፈተኒ ደረጃ በጺሖም ኣለው::ንዝሓለፍዎ መድረኻት :ዝቕጽል ስርሓትን ብዝምልከት ምስ ክልተ አባላት እዛ ጉጅለ ኢንጂነር ክፍላይ ተወልደብርሃን ጋዜጠኛ ዲናር ህሩይን ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምክትታት ይክኣል::