ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ አባላት ሕብረት ኤርትራዊያን ንምምካት ለበዳ ኮሮና ቫይረስን


ቃለ መጠይቕ ምስ አባላት ሕብረት ኤርትራዊያን ንምምካት ለበዳ ኮሮና ቫይረስን
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:26 0:00

ቃለ መጠይቕ ምስ አባላት ሕብረት ኤርትራዊያን ንምምካት ለበዳ ኮሮና ቫይረስን

ዲያስፖራ ኤርትራዊያን ኣብ ምምካት ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ነቶም ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ዘለው ንምሕጋዝ ናይ ገንዘብ ምትእኽኻብ ወፍሪ የካይዱ ኣለው።

እቲ ኣብ ‘ጽላል ኤሪ ይኣክል’ ዝካየድ ዘሎ ወፍሪ ዛጊት ብዝተፈላለየ ናይ ገንዘብ ምእኻብ መስርሕ ልዕሊ 300 ሽሕ ዶላር ከምዝተአከበን’ቲ ገንዘብ ንኹሎም ኤርትራዊያን ብዘይ ኣፈላላይ ዝካፈለሉ ናይ ህይወት ኣድሕን ወፍሪ’ዩ ክብሉ አባላት’ቲ ወፍሪ ከሰተ በራኺን ተመስገን ዓንደሚካኤልን ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጾም።

ቃለ መጠይቕ ምስ አባላት ሕብረት ኤርትራዊያን ንምምካት ለበዳ ኮሮና ቫይረስን(2ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:21 0:00

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


ካልኣይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG