No media source currently available
ሚካል ንፓርቲ ሰራሕተኛታት ወኪላ ትወዳደር ዘላ ኾይና ኣብ መበል 17 ተሰሪዓ'ላ። ሚካል ንመንእሰያት ከምኣ ትልግሶ ምኽሪ ኣለዋ።