ዋሽንግተን —
ኣብ ዝሓለፈ ቐዳም-ሰንበት ገለ ነበርቲ ዛላምበሳ ዶብ ሰጊሮም ምስ ኤርትራዊያን ንምርካብ ጻዕሪ ጌሮም ኔሮም።
ሓደ ካብቶም ነዚ ጉዕዞ ካብ ዘካየዶ ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ዘካየዶ ቃለ መጠይቅ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።