ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ሚኒስትር ጥዕና ኤርትራ ወ/ሮ ኣምና ኑርሑሴን


መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ምክልኻል ኮቪድ 19 ብዝወሰዶ ዕቱብ ስጉምታት፡ ዝርግሐ`ቲ ለበዳ ኣብ ምጉዳል ክዕወት ከምዝኸኣለ ሚኒስትር ጥዕና ኤርትራ ኣምና ኑርሑሰን ኣፍሊጣ።

ወ/ሮ ኣምና ኣብ ኣስመራ ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ዝገበረቶ ቃለ-መጠይቕ፡ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ክታበታት ኮቪድ19 መጽናዕቲ ኣካይዱ ምስ ወድአ ነቶም ዝበለጹ ክታበታት ከም ዝመርጽ ኣፍሊጣ`ላ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

ቃለ መጠይቕ ምስ ሚኒስትር ጥዕና ኤርትራ ወ/ሮ ኣምና ኑርሑሴን
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:55 0:00


ካልኣይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

ቃለ መጠይቕ ምስ ሚኒስትር ጥዕና ኤርትራ ወ/ሮ ኣምና ኑርሑሴን
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:24 0:00


XS
SM
MD
LG