ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ መጥቓዕቲ ደቂ ኣንስትዮ ዝፍፀመሉ ዘሎ ቦታ ዝሕብር ኣፕሊኬሽን ዝመሃዘት ሰላም ታደሰ

ቃለ መጠይቕ ምስ መጥቓዕቲ ደቂ ኣንስትዮ ዝፍፀመሉ ዘሎ ቦታ ዝሕብር ኣፕሊኬሽን ዝመሃዘት ሰላም ታደሰ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:31 0:00

ቃለ መጠይቕ ምስ መጥቓዕቲ ደቂ ኣንስትዮ ዝፍፀመሉ ዘሎ ቦታ ዝሕብር ኣፕሊኬሽን ዝመሃዘት ሰላም ታደሰ

ሰላም ታደሰ ገና ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ዘላ ንእስቲ ጓል ኣንስተይቲ እያ።ሰላም ኣብ ኮሌጅ ማይክሮሊን 3ይ ዓመት ወዲኣ ኣብዚ ዓመት 2013 ንምረቃ ኣብ ምድላው ትርከብ።

ሰላም ታደሰ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝፍፀሙ መጥቓዕቲታት ከም መጠን ንእስቲ ጓል ኣንስተይቲ ካብ ዘሕመን ዝነበራ ሓንቲ እያ።

ሰላም ካብዚ ብምብጋስ ይኾኖ ዝብል ኣፕሊኬሽን ምሂዛ ኣላ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG