ቃለ መጠይቕ ምስ መራሒት ቤተክርስትያን ኤርትራዊት ኣሜሪካዊት ሄቨን ብርሃነ
ኣብ ኣሜሪካ ዋሽንግተን ዲሲ ዓብያ፡ ካብ ቨርጂንያ ኮመን ዌልስ ዩኒቨርሲቲ ብዓውዲ ሳይኮሎጂ ተመሪቓ፡ ቀጺላ ካብ ሃዋርድ ዩኒቨርሲቲ ናይ ድሕሪ ምረቓ ትምህርታ ብሶሻል ዎርክ ብምዝዛም ኣብ 2016 ንዩኒቨርሲቲ ያል ብምጽንባር ብዓውዲ ስነ ሃይማኖት ኣብ 2018 ተመሪቓ።ሄቨን ኣብዚ ሕጂ እዋን ብደቂ ተባዕትዮ ኣብ ዝተዓብለለ ዓውዲ መሪሕነት ቤተ ክርስትያን ብምጽንባር ብፍላይ ድማ ኣብ ጉዳያት ደቂ ኣንስትዮን መንእሰያት ኣተኹራ ትሰርሕ ዘላ ኤርትራዊት ኣሜሪካዊት መንእሰይ’ያ።
ኢፒሶዳት
-
ጥሪ 23, 2021
ሓድሽ ተርእዮ ቫይረስ ኮሮና እንታይ'ዩ?
-
ታሕሳስ 22, 2020
ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ካብ ኣብ ዶብ ሱዳን ዝርከቡ መዓስከራት ይግዕዙ ምህላዎም ተሓቢሩ
-
ታሕሳስ 17, 2020
ኣብ ጉዕዞ ስደት ዝተወልዱ ህጻናት: እቶም ዝነኣሱ ግዳያት ኹናት ኢትዮጵያ
-
ታሕሳስ 14, 2020
ፈላሞት ረድኤት ዝጸዓና መካይን ኣብ ዋና ከተማ ክልል ትግራይ ምእታወን ተገሊጹ