No media source currently available
ትርጉም ናጽነት ፕረስን ሓላፍነት ሞያ ጋዜጠኛን እንታይ ማለት ምዃኑ ከብርሃልና ኣቐዲሙ ኣብ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ክፍሊ ትምህርቲ ጋዜጠኛነትን ርክባትን(Journalism and Mass Communication) ከም መምህር ኮይኑ ዘገልገለ ኣብዚ ሕጂ እዋን ድማ ኣብ ሃገረ ሽወደን መምህር ሲቪካዊ ትምህርቲ ዝኾነ ሮቤል ተኽላይ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።