ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ሓንቲ ካብ ‘ጀጋኑ ዓለም’ ፕሮግራም መደበር ቴሌቭዥን ወ/ሮ ፍረወይኒ መብራህቱ


ቃለ መጠይቕ ምስ ሓንቲ ካብ ‘ጀጋኑ ዓለም’ ፕሮግራም መደበር ቴሌቭዥን ወ/ሮ ፍረወይኒ መብራህቱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:21 0:00

መደበር ቴሌቭዥን ሲ ኤን ኤን ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ዘዳልዎ ‘ጀጋኑ ዓለም’ ዝብል ፕሮግራሙ ኣብዚ ዓመት ኣብ ዓለም ለውጢ ንምምጻእ ዝሰርሑን ለውጢ ዘምጽኡ ውልቀሰባት ንስርሖም ኣፍልጦ ንምሃብን ነዞም ሰባት ንምትብባዕን ታሕሳስ 3 ሽልማት ክህብ’ዩ። ኣብቲ ናይ ሎሚ ዓመት ፕሮግራም ኢትዮጵያዊያት ወ/ሮ ፍረወይኒ መብራህቱ ሓንቲ ኣብ ናይ ሎሚ ዓመት 10 ቀዳሞት ‘ጀጋኑ ዓለም’ ኮይና ክትርቛሕ ክኢላ’ላ።

XS
SM
MD
LG