ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ ክልል ትግራይ ኣብ ጉዳይ ናብቲ ክልል ዝኣተዋ ሓገዝ ዝጸዓና መካይን


ቃለ መጠይቕ ምስ ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ ክልል ትግራይ ኣብ ጉዳይ ናብቲ ክልል ዝኣተዋ ሓገዝ ዝጸዓና መካይን
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:47 0:00

21 ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ድሕሪ 109 መዓልታት ናብ ክልል ትግራይ ኣትየን ኣለዋ። ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ ክልል ትግራይ ዶ/ር ኣትንኩት መዝገቦ ብዛዕባ እተን ናብ ክልል ትግራይ ኣትየን ዘለዋ ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ከምኡ'ውን ንመጻኢ ዘሎ መደባት ሓቢሮም። ዶ/ር ኣትንኩት ብመሰረት'ቲ ኣብቲ ክልል ዘሎ ኩነታት ኣስታት 300 ሓገዝ ዝጸዓና መካይን መዓልታዊ ናብቲ ክልል ክኣትዋ ከምዘድልይ ሓቢሮም

XS
SM
MD
LG