ቃለ መጠይቅ ምስ ጸሓፊት ዓምዲ ኢንተርነት ልዋም ተስፋይ
ኣብ ኣሜሪካ ተወሊዳ ዝዓበየት ክትኸውን ከላ ብዘይካ’ቲ ኣብ ሚንስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ኣብ ምሕንጻጽ ፖሊሲ ወጻኢ ትሰርሖ ምዱብ ስርሓ፡ ኣብ ትርፊ ጊዝኣ ንሓዳር፡ ጾታዊ ዝምድና፡ ኣተዓባብያ ቆልዑ፡ ኣደነት፡ ኣመጋግባ፡ አካላዊ ምንቅስቃስ ዝብሉ ዛዕባታት ብምልዓል ምኽሪ ትህበሉን ተመክሮኣ ተኻፍለሉ መርበብ ሓበሬታ ኣለዋ። ልዋም ተስፋይ ትበሃል።ንሎሚ ብዛዕባ ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ተስፍሮም ዛዕባታት ክንዘራረብ ኣብዚ ስትድዮ ድምጺ ኣሜሪካ ዓዲምናያ ኣለና።
ኢፒሶዳት
-
ነሓሰ 08, 2022
ስርሓት ማሕበር ልምዓት ትግራይ
-
ነሓሰ 04, 2022
ቋንቋ ትግርኛ ናብ ዲጂታላዊ ስርዓት ንምስኻዑ
-
ነሓሰ 03, 2022
ፍቕሪን ኲናትን
-
ነሓሰ 03, 2022
ዘተ ሰላም ኢትዮጵያን ብገለ ወገናት ዝቐርቡ ዕንቅፋታትን