ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መሕትት ምስ ጋዜጠኛ ኣላን ክዩካ ካብ ደሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ


ቃለ መሕትት ምስ ጋዜጠኛ ኣላን ክዩካ ካብ ደሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:55 0:00

3 ግንቦት ተዘኪሩ ኣብ ዝወዓለ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ምኽንያት ብምግባር፡ ድምጺ ኣመሪካ ክፍሊ ኣፍሪቃ፡ ኣብዚ ኣርእስቲ ፍሉይ ምድላዋት ገይሩ ኣሎ። ኣብ ናይ ትማሊ ፈነወና ንኤርትራ ዝጠመተ መደብ ነይሩ፡ ሎሚ ድማ ናብ ክወስደና’ዩ። ጋዜጠኛ ኣላን ክዩካ ካብ ደሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ምስ ስራሓት ጋዜጠኝነት ተኣሳሲሩ ዝገጠሞ ጸገማት ንምክትታል ኣዘራሪብናዮ ኣለና።

XS
SM
MD
LG