ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መሕትት ምስ ዶ/ር ሃብተ ሃብተጊዮርጊስ-ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ህንጻ ቤት ምኽሪ ኣመሪካ ንዘጋጠመ ፍጻመ ዝምልከት


ዶ/ር ሃብተ ሃብተጊዮርጊስ
ዶ/ር ሃብተ ሃብተጊዮርጊስ

ደገፍቲ ፕረዚደንት ዝነበሩ ዶናልድ ትራምፕ፣ ዝሓለፈ ዓመት 6 ጥሪ 2021 ናብ መአከቢ ኣዳራሽ ኣብያተ ምኽሪ ኣሜሪካ ህሩግ ኢሎም ዝኣተውሉ ዕለት እዩ።

እዚ ክስተት’ዚ ኣብ ልዕሊ ዴሞክራሲ ዘንጸላለወ ብድሆ ደኾን ይኸውን? ነዚ ሕቶ’ዚን ካልኦትን ንምብራህ ንዶ/ር በርሀ ሃብተግዮርጊስ ኣዘራሪብናዮ ኣለና ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG