ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መሕትት ምስ አባላት መርበብ ሰብ ሞያ ጥዕና ኤርትራውያን


ቃለ መሕትት ምስ አባላት መርበብ ሰብ ሞያ ጥዕና ኤርትራውያን
please wait

No media source currently available

0:00 0:46:33 0:00

መርበብ ሰብ ሞያ ጥዕና ኤርትራውያን ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብ ቴክሳስ ኣመሪካ ቀዳማይ ዋዕላኡ ኣሰናዲኡ ነይሩ። ብዛዕባ ኣቃውማ’ዚ ምጥርናፍን ዛጊት ዝዓመሞን ንመፃኢ ክዕምሞ ዝወጠኖን ብዝምልከት መብርሂ ንኽህቡና ንዶክተር ኣቤል ጸጋይ ካብ ሂውስተን ቴክሳስ ንዶክተር ሄኖክ ጸጋይ ካብ ሳክራሜንቶ ካሊፎርንያ ኣዘራሪብና’ለና።

XS
SM
MD
LG