ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መሕትት ምስ ስነ ጥበባዊት ገሊላ ረዳ


ስነ ጥበባዊት ገሊላ ረዳ ትበሃል ኣብ ትግራይ ተወሊዳ ዓብያ ዳሓር ድማ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣውሮጳ ክትነብር ፀኒሓ ኣብዚ እዋን ኣብ ስዊድን ትርከብ ። ብዙሓት ኣብ ማሕበራዊ ገጻት ብእተቅርቦም ስራሕታ ብፍላይ ኮፊ ኣርት እናበለት እትፅወዖ ስራሓ ይፈልጡዋ። ስነ ጥበባዊት ገሊላ ኣደ ሓንቲ ቆልዓ'ውን እያ ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

ቃለ መሕትት ምስ ስነ ጥበባዊት ገሊላ ረዳ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:16 0:00


ካልኣይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ::

ቃለ መሕትት ምስ ስነ ጥበባዊት ገሊላ ረዳ(2ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:29 0:00


XS
SM
MD
LG