ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መሕትት ምስ ሓላፊ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ክልል ትግራይ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም


ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ፌደራል ኢትዮጵያን ህወሓትን ስምምዕ ሰላምን ዘላቂ ምቁራፅ ተፃብኦ ፕሪቶሪያን ናይሮቢን ድሕሪ ምኽታሙ ኩነታት ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ከመይ ብርኪ ይርከቡ ዝብል ርእሰ ጉዳይ ብምልዓል ካብ ክልል ትግራይ ሕቶታት ገለ ነበርትን ከምኡ እውን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ተደጋጊሞም ክለዓሉ ዝርኸብናዮም ሕቶታት መበገሲ ብምግባር ኣብ ክልል ትግራይ ሓላፊ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም ንህሉው ኩነታትን ዛጊት ብመሰረት እቲ ስምምዕ ዝተሰርሑ ስራሕቲን ከይዲን እቲ ስምምዕን ኣመልኪትና ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ንዘይንጹርነት ድምጺን ምቁርራጽን ይቕሬታ ንሓትት።

XS
SM
MD
LG