No media source currently available
ኣብዚ ሰሙን’ዚ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ መራሕቲ ኣመሪካን ኣፍሪቃን፡ ዳስፖራ ኣፍሪቃውያንን ኣውፈርቲ ሃብቲን ተኻፊሎም ኔሮም:ዝተፈላለየ መደባት ኣካል’ቲ ዋዕላ ኔሩ። ብዛዕባ’ዚ ኽተካፍለና ኣብቲ ኣኼባ ንዝተኻፈለት መስራቲት ዳይሬክተርን ኣባል ቦርድን ኣፍሪካን ዳያስፖራ ኔትወርክ ኤርትራዊ ኣመሪካዊት ወ/ሮ ኣልማዝ ነጋሽ ኣዘራሪብናያ ኣለና።