ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሔ ጽልሚ ንባህልን ኣነባብራን ሳሆን ኢሮብን ይጥምት


ኣቶ ፍሱሕ ካሕሳይ፡ ካብ ኢሮብ ዝውለድ'ዩ። ምስ ሳሆ'ውን ሓደ ስድራ ምዃኖም ይገልጽ። ኣቶ ሑሴን ሉባክ ድማ ካብ ብሄረ ሳሆን ዓፋርን ኮይኑ ኣብ ከባቢ ሩባ ዒንደሊ ተወሊዱ። ክልቲኦም ኣብዚ ኣብ ኣሜሪካ ይነብሩ። ብቑንቋ'ውን ይሰማምዑ'ዮም።

ንሎሚ ብዛዕባ ርክባቶም፡ባህሎምን፡ ኣብ ከባቢ ሳሆን ኢሮብን ዘለዋ ዓበይቲ ሩባታትን ከዕሉልና'ዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቂሔ ጽልሚ ንባህልን ኣነባብራን ሳሆን ኢሮብን ይጥምት
please wait

No media source currently available

0:00 0:34:58 0:00


XS
SM
MD
LG