ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሔ-ጽልሚ፡ ምስ ፋርማሲስት ደራሲ ተስፋይ መንግስ(1ይ ክፋል)


ፋርማሲስት ተስፋይ መንግስ፡ ኣብ ኤርትራ ኣብ ፋርማሲ ካቴድራለ ኣብ ዝሰርሓሉ ዝነበረ እዋን፡ ኣብ ሕብረሰተብን ስድራቤታትን ዘሎ ክብርታትን ኣፈታትሓ ሽግራትን ብቐረባ ንኽግንዘብ ዕድል ከምዝረኸበ ይገልጽ።ኣብ`ቲ ፋርማሲ ኣብ ዝሰርሓሉ ዝነበረ እዋን፡ ዓማዊል ማለት ተጠቀምቲ ፋርማሲ ህድእ ኣብ ዝብልሉ እዋን ክሕንጥጦ ዝጀመረ ጽሑፋት፡ ናብ`ዚ ናብ ኣሜሪካ ምስ መጸ፡ ከጻፍፎን ናብ መጻሕፍቲ ከብቅዖን ከም ዝኸኣለ`ውን የብርህ።

`ተስፎምን ሃብቶምን` ዘርእስታ ቀዳመይቲ መጽሓፉ ኣብ`ዚ ዓመት`ዚ ዝዘርግሓ ክኸውን ከሎ፡ `ሕድሪ መድህንን ኣልጋነሽን` ትብል ካልአይቲ መጽሓፉ ድማ ኣብ ቀረባ ከምዝትዝርጋሕ ኣፍሊጡ`ሎ፡

ምስ ደራሲ ተስፋይ መንግስ ዝገበርናዮ ዕላል ቀዳማይ ክፋል ቃለ-ምጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቂሔ-ጽልሚ፡ ምስ ፋርማሲስት ደራሲ ተስፋይ መንግስ(1ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:13 0:00



XS
SM
MD
LG