ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሔ-ጽልሚ ምስ ኣርቲስት ሃመልማል ኣባተ


ምርኢት ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ኣብ ኣስመራ ብዝምልከት ምስ ስነ ጥበባዊት ሃመልማል አባተ ዝተኻየደ ቃል መጠይቕ

ምስ ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ዝተጉዓዘት ድምጻዊት ሃመልማል ኣባተ፡ ካልእ ኣገራሚ ኩነታት`ውን ኣጋጢምዋ`ዩ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘመን ብጥዕሙ ትፈለጣ ዝነበረት ኤርትራዊት መሓዛኣ ኣብ ኣስመራ ኣብ ገዝኣ ኣተኣናጊዳታ። ሃመልማል ምስ ድምጺ ኣመሪካ ኣብ ዝገበረቶ ጻንሒት፡ ነዚ ህዝቢ`ዚ እቶም ናብርኡ ዘይትነብሩሉ ሰባት ኣይትረብሽዎ ዝብል መልእኽቲ ኣመሓላሊፋ- ህዝቢ ኤርትራ ማዕረ ክንደይ ምቑሉልን ፈታዊ ሰላምን ምዃኑ’ውን ትገልጽ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:08:07 0:00





XS
SM
MD
LG