ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሐ-ጽልሚ፡ ብዛዕባ ሓሙስ ጽግቦን፡ ኣቶ ገለ-በዓል ኣምበላይ ፈረስን


ሓሙስ-ጽግቦ “ኣሽንኳይ ኣነስ ዑፍ`ኳ ትጸግቦ “ ይብሃል። ጥጥቖ እናበላዕካ ስለዝወዓልን፡ ኣዕዋፍ`ውን ካብ ዝወደቐ እኽልን ጥቕጥቖን ድራረን ስለዘይስእናን። ብዛዕባ`ዚ ነቲ ባህሊ ዝፈልጣ ወ/ሮ ኣበባ ገብረስላሰ ኣዘራሪብና ኣለና።

ብኻልእ ወገን ቀደም ብኣፈ-ታሪኽ `ኣቦይ ገለ በዓል ኣንበላይ ፈረስ` ዝብሃሉ ግዙፍን ሓያልን ሰብኣይ ምንባሮም ይዝንተው`ዩ። ኣብ እዋን በዓል ፋሲካ ጌሮሞ ዝብሃል ዛንታን ካልእን ንሎሚ ምስ ስነ-ጥበባዊ ግርማይ ኣስፈሃ (ዓንቂ) ኣዋጊዕና ኣለና።

ብምኽንያት ሰሙን በዓላት ዝተዳለወ መሃርን ኣዘናጋዕን መደብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቂሐ-ጽልሚ፡ ብዛዕባ ሓሙስ ጽግቦን፡ ኣቶ ገለ-በዓል ኣምበላይ ፈረስን
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:07 0:00

XS
SM
MD
LG