ዋሽንግተን —
እዚ ወርሒ ሰነ፡ ወርሒ መዓልቲ ስዉኣት ኤርትራ ተባሂሉ ይዝከር-ብፍላይ ግን መዓልቲ 20 ሰነ።
ነዚ ምኽንያት ጌሩ ፡ማሰኛን ገጣማይን ግርማይ ኣስፍሃ(ዓንቂ) ንሓደ ኣብዚ ዝሓለፈ 2ተ ወርሒ ዝዓረፈ ነባር ተጋዳላይን ወተሃደራዊ ኣዛዝን ተወልደብርሃን ገብረመድህን(ጫዓሎ) ከም ኣብነት ኣልዒሉ መልቀስ ጌሩ'ሎ።