No media source currently available
ኣብ 1969 ኣብ ኣስመራ ዝተመስረተት ጃጉዋር ባንድ ሙዚቃ፡ ድሕሪ ነዊሕ እዋን ኣብ ኢጣልያን ካልኦት ሃገራት ኤውሮጳን ብሓዲሽ ተጠርኒፋ ምርኢታታ ክተቐርብ ጀሚራ`ላ።