ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሐ-ጽልሚ ምስ ግርማይ ኣስፈሃ(ዓንቂ) ዳግም ብዛዕባ ግጥምን መልቀስን ተዋግዕ


ዝያዳ ግጥምታት ኣብ ምጽሓፍ ዝነጥፍ ስነ-ጥበባዊ ግርማይ ዓንቂ፡ ከም ማሰን መልቀስን ኣብ ዝበሉ ባህላዊ ቅኒታት`ውን ፍሉይ ናይ ምዕቃብ ተውህቦን ተገዳስነትን ኣለዎ።

ቀዳሞት ኣቦታት ዝብልዎ ዝነበሩ ማሰታትን መልቀስን ከም ከምዝዕቀብ ኣብ ምግባርን ንወሎዶታት እናተዘከረ ንኽነብር ኣብ ምግባርን ብዙሕ ይጽዕር። ባዕሉ ዝጸሓፎም ግጥምታት ዋዛን ቁምነገርን`ውን ብዙሓት`ዮም።

ኣብዚ እዋን`ዚ ኣብ ስዊዘርላንድ ዝነብር ግርማይ ዓንቂ፡ ሎሚ`ውን ብዛዕባ ናቱ ግጥምታትን ብቐዳሞት ዝተገብሩ መልቀሳትን ኣዕሊሉ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG