ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቁጽሪ ካብ መንበሪኦም ተመዛቢሎም ደሴን ኮምበልቻን ዝበጽሑ ተመዛበልቲ 180 ሽሕ ምብጽሑ ተሓቢሩ


ካብ መንበሪኦም ተመዛቢሎም ደሴ ካብ ዝኣተውሰባት ሓገዝ እንዳወሰዱ
ካብ መንበሪኦም ተመዛቢሎም ደሴ ካብ ዝኣተውሰባት ሓገዝ እንዳወሰዱ

ኣብ ክልል ኣምሓራ ደሴ ወሎ ግንባር ይካየድ ብዘሎ ኵናት ኣብ ደሴን ኮምበልቻን ዝኣተው ቁጽሪ ተመዛበልቲ ልዕሊ180 ሽሕ ከምዝበፅሐ ተፈሊጡ።

ምምሕዳር ከተማ ደሴ ዓለምለኸ ትካላት ረድኤት ንተመዛበልቲ ዝሃቡዎ ጠመተ ውሑድ እዩ ክብል ወቒሱ ኣሎ።

እቲ ምዝንባል ነበርቲ ካብ ዝጅምር ቅድሚ ሰለስተ ሰሙናት ምምሕዳር ከተማ ደሴ ንተመዛበልቲ መግቢ፣መፅለሊን ካልኦት ናውትን ንምሕጋዝ ፃዕሪ ከምዝገበረ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ እታ ከተማ ሰይድ እሸቱ ገሊፆም።

ካብ ወልዲያ ድሕሪ ናይ ሰለስተ መዓልታትጉዕዞ እግሪ ደሴ ዝኣተው ፈንታው ጌታቸው ስልክን ኢንቴርኔትን ብምቁራፁ ብዛዕባ ድሕነት ስድርኦም ንምፍላጥ ከምዘይክኣሉ ይሕብር::

XS
SM
MD
LG