ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቁጽሪ ኣብ ዞባ መተከል ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 100 ምዃኑ ተገሊጹ


ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ዞባ መተከል ድባጤ ወረዳ ትማሊ ብዕጡቓት ዝተቐትሉ ሰባት ልዕሊ 100 ምብፅሑን ክሳብ ሕጂ ስነስርዓተ ቀብሮም ከምዘይተፈፀመን ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ገሊፆም።

እዚ ከምዚ ኢሉ እናሃለወ ናይ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ መሰላት ጉባኤ ኣብቲ ክልል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ስቪላት ዝፍፀም መጥቓዕቲ ብዝገደደ ምቕፃሉ ኣዚዩ ከምዘተሓሳሰቦ ሚ ረቡዕ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ኣፍሊጡ ።

XS
SM
MD
LG