ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቁጽሪ ኣብ ኩናት ሓድሕድ ደቡብ ሱዳን ዝሞቱ ሰባት 382 ምብጽሑ ሓድሽ ዝወጸ መጽናዕቲ ኣፍሊጡ


ኣብ ኲናት ሕድ ሕድ ደቡብ ሱዳን ቅድሚ ሎሚ ካብዝተገመተ ንላዕሊ 382 ሽሕ ሰባት ምሟቶም ሓደ ሓድሽ መፅናዕቲ ኣፍሊጡ።

London School of Hygiene and Tropical Medicine ዝተበሃለ ትካል ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ ፍርቂ ካብቶም ዝሞቱ ብህውከት ዝተረፉ ድማ ብስእነት ክንክን ጥዕና ብዝልዓሉ ሕማማት እዩ ይብል።

ኣብ ደቡብ ሱዳን ኲናት ሕድ ሕድ ዝተወልዐ እታ ሃገር ካብ ሱዳን ምስተፈለየት ድሕሪ ክልተ ዓመት ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ምኳኑ ይዝከር።

XS
SM
MD
LG