ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቁጽሪ አባላት ማእከላይ ኮሚቴ ህውሓት ካብ 11 ናብ 9 ጎዲሉ


ማእኸላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ብዝሒ ኣባላት ፈፃሚ ስራሕ ካብ 11 ናብ 9 ከምዘውረዶ ዝበፅሐና ዜና ሓቢሩ።

ፋና ብሮድካስቲንግ ከምዝሓበሮ ማእኸላይ ኮሚቴ ህውሓት ትማሊ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ብመሰረት ሕገ ደምቢ ናይቲ ውድብ ብዝሒ ኣባላት ፈፃሚ ስራሕ ናይ ምውሳኽ ይኹን ናይ ምቕናስ ስልጣን ውድባዊ ጉባኤ እዩ ይብል።

ቅድም ክብል ብዝሒ ንምውሳኽ ዝተወስደ ስጉምቲ ብውድባዊ ጉባኤ ብዘይምዃኑ ተኣሪሙ’ሎ ይብል።

XS
SM
MD
LG