ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቁጠባ ኣመሪካ ኣብ ዓመተ 2021-5.7% ዕብየት ምምዝጋቡ ተገሊጹ


ቁጠባ ኣመሪካ ድሕሪ ኣስታት 38 ዓመታት ንፈለማ ጊዜ ብ5.7% ምዕባዩ ሚንስትሪ ንግዲ'ታ ሃገር ሎሚ ሓሙስ ኣፍሊጡ።

እዚ ርኡይ ዕብየት’ዚ ተመዝጊቡ ዘሎ፣ ኣመሪካ ዝተፈላለዩ ቁጠባዊን ምስ ኮሮና ቫይረስን ንግዲን ዝተኣሳሰሩ ብድሆታት ኣብ ዘጓነፋ እዋን እዩ።

ኣብ’ዚ ዝተዛዘመ ዓመት፣ 6.4 ሚልዮን ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ፣ ኣብ እዋን ለበዳ ኮቪድ 19 ተዓጽዮም ዝነበሩ ዕድላት ስራሕ’ውን ኣብ ቦተኦም ተመሊሶም ኣለው።

Recommended

XS
SM
MD
LG