ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚ ኣየርላንድ ኢትዮጵያ ውሕስነት መግቢ ንምርግጋፅ እተገብሮ ፃዕሪ መንግስቶም ደገፉ ከምዝቕፅል ገሊጾም


ኢትዮጵያ ውሕስነት መግቢ ዜጋታታ ንምርግጋፅ እተገብሮ ፃዕሪ መንግስቶም ደገፉ ኣሐይሉ ከምዝቕፅል ቀዳማይ ሚንስትር ኣየርላንድ ሊዮ ቫርዱካር ገሊፆም።

ንሶም ነዚ ዝተዛረቡ ኣብ ትግራይ ማእኸላይ ዞባ ኣይርሽ ኤይድ ንዝምውሎም ፕሮጀክትታት ትማሊ ሓሙስ ድሕሪ ምዕዛቦም ኣብዝሃብዎ ርእይቶ እዩ።

ሎማ ዓርቢ እውን ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ዝርከብ ማይ ዓይኒ መዕቐቢ ስደተኛታት ዑደት ፈፂሞም ኣለው።

XS
SM
MD
LG