ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ዓበይቲ ዓዲ ብዛዕባ ሰላም፡ፍቕርን ዕርቅን ንህዝቢ ክምህሩ ፀዊዖም


ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ዓበይቲ ዓዲ ኣብ ከባቢታቶም ምስ ዝርከቡ ኣካላት ምምሕዳር ብምዃን ብዛዕባ ሰላም፣ፍቕርን ዕርቅን ንህዝቢ ክምህሩ ፀዊዖም።

ንሶም ነዚ ዝበሉ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ተረኺቦም ኣብ ዘስምዕዎ መደረ እዮ።

ነቲ ጉባኤ ሰናይ ድልየቶም ብምግላፅ ቤተ ክህነት ፅንዕቲ፣ካብ ብልሽውና ዝነጽሃትን ግልፅነት ዘለዋን ትካል ክትኸውን ኣለዋ ክብሉ እውን ሓቢሮም።

ኣብ መወዳእታ መዓልታት ፆም ረመዳን ህዝበ ክርስቲያን ንመሳጊድን ከባቢኦምን ብምፅራይ ሓድነትቶም ክገልፁ እውን ፀዊዖም።

XS
SM
MD
LG