ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኣውሮጳ ዝተአካከቡ ኢትዮጵያዊያን ንዝቕረቡሎም ሕቶታት መሊሶም


ኣብ ኣውሮጳ ዑደት የካይዱ ዘለው ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኣውሮጳ ዝተኣከቡ ኣሽሓት ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያን ኣብ ፍራንክፈርት ጀርመን ብምርኻብ ንዝቐረበሎም ሕቶታት መልሲ ሂቦም።

ቀዳማይ ሚንስተር ኣብ መደርኦም “ኢትዮጵያ ዝኾነ ብድድ ኢሉ ከም ዝደለያ ዝስንክታ ናይ ውልቂ ርስቲ ዘይኮነት ዘመናት ዘቑፀረት፤ዓብይ ህዝቢ ዝመስረታ ሃገር እያ’’ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኣውሮጳ ዝተአካከቡ ኢትዮጵያዊያን ንዝቕረቡሎም ሕቶታት መሊሶም
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:07 0:00

Recommended

XS
SM
MD
LG