ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ካብ አባላት ፓርላማ ዝቐረበሎም ሕቶታት መልስን መብርሂን ሂቦም


ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ካብ አባላት ፓርላማ ዝቐረበሎም ሕቶታት መልስን መብርሂን ሂቦም
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:29 0:00

ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ነቶም ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ሰሙናት ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ዝተፈፀሙ ክልተ ቅትለታት ተሓታቲ ግንባር ናጽነት ኦሮሞ ምዃኑን ክገልፁ ከለዉ ብኣንፃሩ እቲ ግንባር ድማ ነቲ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዝወረደ ቅትለት ተሓታቲ ንመንግስቲ እዩ ይብል። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ነዚ ዝገለፁ ትማሊ ኣብ ቤት ምኽሪ ካብ ወከልቲ ህዝቢ ዝቀ፟ረቡሎም ሕቶታት መልስን መብርህን ኣብ ዝሃቡሉ እዋን እዩ ።

XS
SM
MD
LG