ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ካልኣይ ዙር ወለንታዊ ኣገልግሎት ዜግነት ክልል ኦሮምያ ብወግዒ መሪቑ ኣጀሚርዎ


ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ፥ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ወሊሶ፥ ካልኣይ ዙር ወለንታዊ ኣገልግሎት ዜግነት ብወግዒ ኣጀሚሩ። እቲ ናይ ዜግነት ኣገልግሎት ካብ ግብረ-ሰናይ ብዝልዕል መንገዲ ዝፍጸም፥ ቀጻልነት ዘለዎን ንኹሉ ዘሳተፈን`ዩ ተባሂሉ`ሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርእሰ-ምምሕዳር ኦሮሚያ ኣቶ ሽመልስ ኣብዲሳን ካልኦት መሪሕነት መንግስትን ተረኺቦም ኔሮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG