ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ሶማሌን ምምሕዳር ድሬዳዋን ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መሪቖም


ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ሶማሌን ምምሕዳር ድሬዳዋን ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መሪቖም።ካልኦት ፕሮጀክታት ንምስራሕ እውን እመነ ኩርናዕ ኣንቢሮም ኣለው።

ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ብልዕሊ ሽዱሽተ 6 ቢሊዮን ብር ዝህነፅ 388 ኪሎ ሜትር ዝንውሓቱ መንገዲ ንምስራሕ እምነ ኩርናዕ ብምቕማጥ ኣብ ድሬዳዋ ድማ ናይ ኢንዱስቱሪ ፓርክ መሪቖም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG