ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ ሆሳእና ምስ ተወከልቲ ተራኺቦም፡ተዘራሪቦም


ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ሃዲያ ከተማ ሆሳእና ብምኻድ ምስ ወከልቲ ህዝቢ ምይይጥ ከምዘካየዱ ተፈሊጡ።

ኣብቲ ምይይጥ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ተላዒሎም ምላሽ ከምዝሃቡ ተገሊፁ’ሎ።

ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ከተማ ሆሳእና ኣብ ዝአተውሉ ድሙቕ ኣቀባብላ ተጌርሎም።

ብድሕሪ’ዚ ስም ወከልቲ ህዝቢ ናብ መአከቢ አደራሽ ምስ ዝአተው ምስ ተኻፈልቲ ተመያይጦም። ኣብ ዝተላዕሉ ዝተፈላለየ ጉዳያት ድማ ምላሽ ሂቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG