ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ብደርቂ ዝተጠቕዐ ክልል ሶማሌ በጺሖም


ምብጻሕ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ሶማሌ
ምብጻሕ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ሶማሌ

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ ብደርቂ ዝተጠቕዐ ክልል ሶማሌ መገሻ ፈጺሞም።

በቲ ደርቂ ምስ ዝተጎድኡ ሰበኽ ሳግምን ክልላዊ ሰበ ስልጣንን ከምዝተዘራረቡን፣ ኣብ ከተማ ጂጂጋ ይህነጹ ዘለው መሰረተ ልምዓት ከምዝተዓዘቡን ተፈሊጡ።

እቶም ቀ/ሚ፣ ብሰንኪ’ቲ ደርቂ ብርክት ዝበሉ ጥሪት ከምዝሞቱ፣ እንተኾነ፣ ህይወት ሰብ ዘይምጥፍኡ ከም ኣዎንታ ዝጥቀስ እዩ ከምዝበሉ ዝመጸ ዜና ገሊጹ።

ምስ’ቶም ቀ/ሚ ዝተራኸቡ ሓረስቶት፣ ብሞት ጥሪትን ተኣሳሲሮም ዝላዓሉን ጉዳያት ዝወረዶም ጸገማት ከምዘልዐሉ ተሓቢሩ'ሎ።

XS
SM
MD
LG