ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ሰለስተ ሃገራት ዘካየድዎ ናይ ስራሕ ዑደት ዛዚሞም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም


ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ኮርያ፡ጃፓንን እስራኤልን ዘካየድዎ ዑደት ኣብ 2012 ንዝተታሕዘ ንሰለስተ ሚልዮን ሰባት ዕድል ስራሕ ናይ ምፍጣር ውጥን ዝሕግዝ’ዩ ክብላ ወሃቢት ቃል ቤት ጽሕፈት ቀ/ሚ ቢልለኔ ስዩም ገሊጸን።

ቢልለኔ ስዩም ምስ ሬድዮ ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ዘካየደቶ ቃለ መጠይቅ እቲ ዑደት ብመዳይ ፈጠራ ስራሕን ወፍሪን ምቹእ ኩነታት ንምርኣይ ዝተኻእለሉ’ዩ ኢላ’ላ። ስምምዓት ከምዝተፈረመ’ውን ሓቢራ’ላ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG