ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ንፓርላማ ዝሃብዎ መብርሂ


ገበነኛ ዝኾነ ሰብ ብግልፂ ክንቀሳቐስ እናርኣየ ንፍርዲ ዘየቕረበ ውልቀ ሰብ ኾነ ጉጅለ ብሕጊ ክሕተት እዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣጠንቂቖም።

ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ሰብ ቐቲልካ ኮነ ሰሪቕካ ንዘለኣለም ምንባር ኣይክኣልን ዝበሉ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ገበነኛታት ሒዞም ዘረከባ ክልላት ዘለዋ’ዃ እንተሃለዋ ጠፊኦምና ኢለን እናናደያ ዘለዋ እውን ኣለዋ ኢሎም።

ዕጥቒ ከይፈትሑ ዝንቀሳቐሱ ሓይልታት ፖለቲካ ብዝምልከት እውን ብሰላም ሓድነትን ዴሞክራስን ኢትዮጵያ ኣይንደራደርን ክብሉ ቀዳማይ ሚንስትር ሎሚ ኣብ ፓርላማ ተረኺቦም ኣብዝሃብዎ መብርሂ ገሊፆም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ንፓርላማ ዝሃብዎ መብርሂ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:08 0:00

XS
SM
MD
LG