ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ትካላት መንግስቲ ናብ ብሕቲ ንምስግጋር መስርሕ ዝርእይ ዘይሻራዊ ትካል ዘትዮም


ዓለምለኸ ማሕበረሰብ ንእዋናዊ ኩነታት’ታ ሃገር ብዝምልከት ዘለዎ ገምጋም ካብቲ ሓደ ሓደ ኢትዮጵያዊያ ፖለቲከኛታትን ተንተንቲን ዝብልዎ ዝተፈልየ’ዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ተዛሪቦም።

ኣብታ ሃገር ዘሎ ፖለቲካዊ ዘይምርግጋእ ሓደሓደ ፖለቲከኛታትን ኢትዮጵያ ከምዝሓስብዎ ኣይኮነን ክብሉ’ውን ወሲኾም ሓቢሮም።

ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ነዚ ዝበሉ ምስ ዘይሻራዊ ቤት ምኽሪ አማኻሪ ብሕታዊነት(ፕራይቨታይዘሸን) ኣብ ዝተዘራረብሉ እዋን’ዩ።

እዚ ከምዚ ኢሉ ኸሎ እቶም ቀዳማይ ሚንስትር ኣብ ቻይና ምብጻሕ ከምዝገብሩ’ውን ተገሊጹ’ሎ።

ዓለምለኸ ኣረኣእያ ንኢትዮጵያ ዝሓለፈ ዓመት ቅድሚ’ቲ ለውጢ ዝነበረ ኩነታት ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ዜጋታት ዝተአሰሩላ ሓያለ ዝተቀትልዋ ብ ማ ኢት ኣሽሓት ዝተሰደዱላ ሃገር ምስዛ ናይ ሎሚ የወዳድርዎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG