ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓ ብልጽግና ፓርቲ ህዝብታት ደቡብ ኢትዮጵያ ተራኺቦም:ተዘራሪቦም 


ቀ ዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ከተማ ኣዋሳ ተረኺቡ- ምስ ኣባላት ኣመራርሓ ብልጽግና ፓርቲ ዘተ ኣካይዱ ።

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ዝተፈላለዩ ጽፍሕታት ክልልን ፈደራል መንግስትን ምስ ዝርከቡ ሰበ ስልጣን ኣብ ዝተዘራረብሉ እዋን ሕቶ ህዝብታት ደቡብ ሕቶ እምበር ንሃገር ኣብ ሕቶ ዘእትው ወይ ሃገር ዘፍርስ ኣይኮነን ኢሎም ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።




XS
SM
MD
LG