ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ምስ ነበርቲ ደቡብ ክልል ተራኺቦም፡ተዘራሪቦም


ንሕና ኢትዮጵያዊያን ተሳዒርና ኣይንፈልጥን ኣብ ታሪኽ ኾነ ኣብዚ እዋን’ዚ ዝትንክፈና ኹሎም ክደቑ’ዮም፡መጻኢኦም ውድቐት’ዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ተዛሪቦም።

ንሉኣላዊነቱ ድሕነቱን ኣሕሊፉ ዝህብ ኢትዮጵያዊ የለን ዝበሉ እቶም ቀ/ሚ ንደልዮ ሰላምን ፍቕርን ብልጽግና’ዩ ንዝኾነ ክንትንክፍ ኣይንደልን እንተተንኪፎምና ግን ስቅ ኣይንብልን ኢሎም ኣለው።እቶም ቀ/ሚ ነዚ ዝበሉ ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ዝበጽሕሉ እዋን ምኳኑ ተገሊጹ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ምስ ነበርቲ ደቡብ ክልል ተራኺቦም፡ተዘራሪቦም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:21 0:00


XS
SM
MD
LG